Credit: Timon Reinhard/Unsplashጸብጻብ ሓጸርቲ ዜናታት (058/07/2024) * ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይን ኤርትራን ጽቡቕ ክራማት ጀሚሩ፣ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ግን ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ብር ዝግምቱ ንብረት ከምዘዕነወ ተሓቢሩ፣ * ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሓድሽ መንግስቲ ብሪጣንያ ንምጥራዝ ስደተኛታት ደው ከም ዘብሎ ገሊጹ፣ * ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ጎንደር፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ከም ዝተወግኡ ተሰሚዑ፣ * ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 218 ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተኣስሩ ገሊጹ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ 4.5 ሚሊዮን ሰባት ተመዛቢሎም ከም ዘለዉ ተሓቢሩ
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻብ ሓጸርቲ ዜናታት (058/07/2024) * ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይን ኤርትራን ጽቡቕ ክራማት ጀሚሩ፣ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ግን ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ብር ዝግምቱ ንብረት ከምዘዕነወ ተሓቢሩ፣ * ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሓድሽ መንግስቲ ብሪጣንያ ንምጥራዝ ስደተኛታት ደው ከም ዘብሎ ገሊጹ፣ * ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ጎንደር፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ከም ዝተወግኡ ተሰሚዑ፣ * ኣብ ኤርትራ ብውሕዱ 218 ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተኣስሩ ገሊጹ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ 4.5 ሚሊዮን ሰባት ተመዛቢሎም ከም ዘለዉ ተሓቢሩ