ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ዜና * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ፣ * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኣውሮጳ ምብጻሑ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ከም ዘተመልሰ ተገሊጹ፣ * ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ምድላዋት ተጀሚሩ፣ * ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ሓቲቱ፣ * ኣብ ትግራይ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ ዳግም ምጅማሩ ኣፍሊጡ፣ በጀት ትግራይ ንምጅማር ከኣ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ተሓቢሩ
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ፣ * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኣውሮጳ ምብጻሑ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ከም ዘተመልሰ ተገሊጹ፣ * ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ምድላዋት ተጀሚሩ፣ * ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ሓቲቱ፣ * ኣብ ትግራይ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ ዳግም ምጅማሩ ኣፍሊጡ፣ በጀት ትግራይ ንምጅማር ከኣ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ተሓቢሩ