ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ናብ ምብራቕ ገጹ ብምልሓሙ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ኣትዮም

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
* ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝግምግም ካልኣይን ስትራተጂካዊን ርክብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻዪዱ፣ * ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ናብ ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዝርከቡዎም ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ንሓደጋ ተቓሊዖም ምህላዎም ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ገሊፁ፣ * ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ መጥቃዕቲ ዝኸፈቱ ዕጡቓት 1 ሰብ ቀቲሎም 10 ካልኦት ኣቝሲሎም፣ * ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ሶማልያ ከኣ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሞም፣
Share