SKIP TO MAIN CONTENT

ቻይናዊ ኩባንያ ኣብ ኤርትራ ብርኪታት ኣውስትራልያዊ ኩባንያ ኣብ ኮሉሊ ዝነበሩ ገዚእዎም፣ ሰራዊት ትግራይ ከበድቲ ኣጽዋር ከረክብ ጀሚሩ

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና * ኣብ ኤርትራ: ኣብ ኩባንያ ዕደና ኮሉሊ ዝነበረ 50% ብርኪ ኣውስትራልያዊ ኩባንያ ዳናካሊ ናብ ቻይናዊ ኩባንያ ተሸይጡ፣ * ከበድቲ ኣጽዋራት ሰራዊት ትግራይ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ጀሚሮም፣ * ቻይና ናይ ኢትዮጵያ ዕዳ ንምስራዝ ስምምዕ ፈሪማ፣ * ክልተ ‘ዕሉላት ኣሰጋጋርቲ’ ዝተብሃሉ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ጥርጡራት ኣብ ቤት ፍርዲ ነዘርላንድስ ክቐርቡ ተኣዚዞም

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና * ኣብ ኤርትራ: ኣብ ኩባንያ ዕደና ኮሉሊ ዝነበረ 50% ብርኪ ኣውስትራልያዊ ኩባንያ ዳናካሊ ናብ ቻይናዊ ኩባንያ ተሸይጡ፣ * ከበድቲ ኣጽዋራት ሰራዊት ትግራይ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ጀሚሮም፣ * ቻይና ናይ ኢትዮጵያ ዕዳ ንምስራዝ ስምምዕ ፈሪማ፣ * ክልተ ‘ዕሉላት ኣሰጋጋርቲ’ ዝተብሃሉ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ጥርጡራት ኣብ ቤት ፍርዲ ነዘርላንድስ ክቐርቡ ተኣዚዞም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now