Credit: Timon Reinhard/Unsplashሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮጳ ንዘንበሮ እገዳ ቪዛ ብምቅዋም ተመጣጣኒ ስጉምቲ ከም ትወስድ ኣፍሊጣ፣ * ዓለምለኻዊ መዓልቲ ጥዕና ብቝሊ “ጥዕና ብቝሊ፡ ብውሑስ ንግድን ምዕቡል ቴክኖሎጅን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ዓለምን ኤርትራን ተዘኪሩ ውዒሉ ተባሂሉ፣ * ሓይልታት ኣምሓራ ሕዚ’ውን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ገበናት ካብ ምፍጻም ከምዘይተዓቀቡ ሁዩማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ፣ * ኣብ ቤንሻንጉል ጉምዝ ብዕጡቓት ተፈጺሙ ኣብ ዝተባህለ መጥቃዕቲ 5000 ተመዛቢሎም፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮጳ ንዘንበሮ እገዳ ቪዛ ብምቅዋም ተመጣጣኒ ስጉምቲ ከም ትወስድ ኣፍሊጣ፣ * ዓለምለኻዊ መዓልቲ ጥዕና ብቝሊ “ጥዕና ብቝሊ፡ ብውሑስ ንግድን ምዕቡል ቴክኖሎጅን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ዓለምን ኤርትራን ተዘኪሩ ውዒሉ ተባሂሉ፣ * ሓይልታት ኣምሓራ ሕዚ’ውን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ገበናት ካብ ምፍጻም ከምዘይተዓቀቡ ሁዩማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ፣ * ኣብ ቤንሻንጉል ጉምዝ ብዕጡቓት ተፈጺሙ ኣብ ዝተባህለ መጥቃዕቲ 5000 ተመዛቢሎም፣