ሜታ ምስ ኲናት ትግራይ ብዝተሓሓዘ ቢልዮናት ክኽሕስ ክሲ ቀሪብሉ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጅቡቲ ኣብ መከራ ወዲቖም

ጸብጻባት ዜና Credit: Getty
ጸብጻባት ዜና: * ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፕለቲከኛታት፣ ተመሃሮን መምህራንን ዝርከብዎም 72 ውልቀሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ኣፍሊጦም፣ * ሰለስተ ተጣባቕቲ መሰላት ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝምልከት ናብ ኮሚሽን ሰብኣዊን ህዝባውን መሰላት ኣፍሪቃ ጥርዓን ኣቕሪቦም፣ * ወናኒ ፌስቡክ ዝኾነ ኩባንያ ሜታ ምስ ኲናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ናይ 2 ቢልዮን ዶላር ካሕሳ ክሕተት ክሲ ቀሪብሉ፣ * ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጸገም ወዲቖም
Share