Credit: Timon Reinhard/Unsplashጸብጻብ ልኡኽና (15 ጥሪ 2026) * መበል 7ይ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ዘድሊ ቅድመ ምድላዋት ከም ዝተገብረ ሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያን ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ * ኣብ ስዊድን ዝመደበራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ መንግስቲ ስዊድን ምወላ ከምዘይትረክብ ተገሊጹ፣ * ሰራዊት ሱዳን ኣብ ከባቢ’ታ ምስ ኢትዮጵያ ትዳወብ ግዝኣት ብሉ ናይል፡ መካይን RSF ከምዘዕነወ ሓቢሩ:
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻብ ልኡኽና (15 ጥሪ 2026) * መበል 7ይ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ዘድሊ ቅድመ ምድላዋት ከም ዝተገብረ ሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያን ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ * ኣብ ስዊድን ዝመደበራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ መንግስቲ ስዊድን ምወላ ከምዘይትረክብ ተገሊጹ፣ * ሰራዊት ሱዳን ኣብ ከባቢ’ታ ምስ ኢትዮጵያ ትዳወብ ግዝኣት ብሉ ናይል፡ መካይን RSF ከምዘዕነወ ሓቢሩ: