ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ሎሚ: * 4 ሚንስተራት ኢትዮጵያ ካብ ሓላፍነቶም ወሪዶም፣ * ፖሊስ ኤርትራ ኣብ 2022 ወሰኽ ገበን ከም ዝተርኣየ ገምጊሙ፣ * ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ጀርመንን ግዳያት ኵናት ትግራይ ፍትሒ ክረኽቡ ጸዊዐን፣ * ኣብ ትግራይ፡ ‘ህጹጽ’ ልግሲ ደም ንምካያድ ወፍሪ ተጀሚሩ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ሰደድ ወርቂ ብ59% ነክዩ፣ * ኣፍራዪ ሆንግ ኮንግ ብሰንኪ ምፅጻው ኣጎዋ ከሲሩ ካብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ባህርዳር ወጺኡ
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ሎሚ: * 4 ሚንስተራት ኢትዮጵያ ካብ ሓላፍነቶም ወሪዶም፣ * ፖሊስ ኤርትራ ኣብ 2022 ወሰኽ ገበን ከም ዝተርኣየ ገምጊሙ፣ * ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ጀርመንን ግዳያት ኵናት ትግራይ ፍትሒ ክረኽቡ ጸዊዐን፣ * ኣብ ትግራይ፡ ‘ህጹጽ’ ልግሲ ደም ንምካያድ ወፍሪ ተጀሚሩ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ሰደድ ወርቂ ብ59% ነክዩ፣ * ኣፍራዪ ሆንግ ኮንግ ብሰንኪ ምፅጻው ኣጎዋ ከሲሩ ካብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ባህርዳር ወጺኡ