SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብተዛማዲ ህድኣት ይኽበር፣ ሰራዊት ፈደራል ዓዲግራት አትዮም

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻብ ዜናታት * በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይኽበር ኣሎ * ሰራዊት ፈደራል ናብ ከተማ ዓዲግራት ከም ዝኣተወ ነበርቲ ሓቢሮም * ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ * ፕረዚደንት ፌደራል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ምስ ምክትላ ካብ ስልጣን ወሪዳ * ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ'ዚ ሓሙሽተ ዓመታት መልከፍቲ ኤችኣይቪ ብ64% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻብ ዜናታት * በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይኽበር ኣሎ * ሰራዊት ፈደራል ናብ ከተማ ዓዲግራት ከም ዝኣተወ ነበርቲ ሓቢሮም * ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ * ፕረዚደንት ፌደራል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ምስ ምክትላ ካብ ስልጣን ወሪዳ * ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ'ዚ ሓሙሽተ ዓመታት መልከፍቲ ኤችኣይቪ ብ64% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now