Credit: Timon Reinhard/Unsplashጸብጻባት ዜና (19/12/2024) * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሓያለ ኣምባሳደራት ወጻኢ ተዘራሪቡ፣ * ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዝርከባ 451 ኣብያተ ትምህርቲ 8ይ ክፍሊ ቀዳማይ ዙር ፈተና ተጀሚሩ፣ * ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ የሳልጥ ኣሎ፣ * ሕብረት ኤውሮጳ፡ ማያት ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምሕላው ዘዋፈሮ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ከምዘናውሖ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ቡግና ዝተኸሰተ ደርቅን ሕጽረት መግብን ህጻናት ሓዊሱ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከም ዝተጐድኡ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፣
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና (19/12/2024) * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ሓያለ ኣምባሳደራት ወጻኢ ተዘራሪቡ፣ * ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዝርከባ 451 ኣብያተ ትምህርቲ 8ይ ክፍሊ ቀዳማይ ዙር ፈተና ተጀሚሩ፣ * ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ የሳልጥ ኣሎ፣ * ሕብረት ኤውሮጳ፡ ማያት ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምሕላው ዘዋፈሮ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ከምዘናውሖ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ቡግና ዝተኸሰተ ደርቅን ሕጽረት መግብን ህጻናት ሓዊሱ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከም ዝተጐድኡ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፣