'ህዝቢ ነዛ ናይ ሎሚ ዕለተ ናጽነት ትስፉው መጻኢ ብዘጉልሐ ስምዒት የኽብራ'ሎ' መንግስቲ ኤርትራ (ጸብጻባት)

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ጸብጻባት ልኡኽና (20/05/2024) * ህዝቢ ኤርትራ፡ ንመበል 33 ዓመት ዕለተ- ናጽነት ትስፉው መጻኢ ብዘጉልሐ ስምዒት፡ የኽብራ ምህላዉ መንግስቲ ኤርትራ ገሊጹ፣ * መንገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ካብ ባሕቲ ሰነ ጀሚሩ ናብ ከተማ ኣኽሱም በረራ ከምዝጅምር ሓቢሩ፣ * ተመዛበልቲ ናብ ቤት መረበቶም ናይ ምምላስ መስርሕ ብዝተቐመጠሉ ግዜ ሰሌዳ ከምዝትግበርን ምስ ዕጥቑ ዝተመዛበለ ምስ ዕጥቑ ከምዝምለስን ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ፣ * ብፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ዝተመዘዘ ቴክኒካዊ ጉጅለ ምስ ኢትዮጵያ ስምምዕ ንኽግበር ለበዋ ኣቕሪቡ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
'ህዝቢ ነዛ ናይ ሎሚ ዕለተ ናጽነት ትስፉው መጻኢ ብዘጉልሐ ስምዒት የኽብራ'ሎ' መንግስቲ ኤርትራ (ጸብጻባት) | SBS Tigrinya