ገበናት ኲናት ትግራይ ዝምርምር ጉጅለ ክኢላታት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪጹ፣ ወተሃደራት ሶማልያ ካብ ኤርትራ ንዓዶም ምምላስ ጀሚሮም

ጸብጻባት ዜና Credit: Getty
ጸብጻብ ሓደስቲ ዜናታት * ገበናት ኲናት ትግራይ ዝምርምር ጉጅለ ክኢላታት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓድሽ ኣቦ መንበር ምምራጹ ኣፍሊጡ፣ * ላዕለዎት ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ይዛተዩ ኣለዉ፣ * ኣብ ኤርትራ ካብ ዘለዉ ወተሃደራት ሶማልያ ንዓዶም ምምላስ ጀሚሮም፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገሩ ተዓጊቶም ዝነበሩ ወተሃደራት ጁቡቲ ንዓዶም ሰዲዱዎም፣
Share