Credit: Timon Reinhard/Unsplashንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ቅኑዕን ዝድገፍን ምዃኑ ኣመልኪቱ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበርን ፍትሕን ተሓታትነትን ክነግስን መንግስቱ ሓቲቱ፣ * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ፡ ንፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዘራሪቡ፣ * ቻይናዊ ኩባኒያ "SBM" ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዕደና ተጸንቢሩ፣ * ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት: * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ቅኑዕን ዝድገፍን ምዃኑ ኣመልኪቱ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበርን ፍትሕን ተሓታትነትን ክነግስን መንግስቱ ሓቲቱ፣ * ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ፡ ንፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣዘራሪቡ፣ * ቻይናዊ ኩባኒያ "SBM" ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዕደና ተጸንቢሩ፣ * ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፣