Source: Gettyጸብጻብ ዜናታት * ስምምዕ ሰላም ብዝግባእ ብዘይምትግባሩ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም፣ * ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ዞባ ሰሜን ሸዋን ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ብዝተወልዐ ግጭት ኣብ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ከም ዝወረደ ተገሊጹ፣ * ፖለቲከኛ በረኸት ስምኦን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም፣ * ባንክታት ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ገንዘብ ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን ተባሂሉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻብ ዜናታት * ስምምዕ ሰላም ብዝግባእ ብዘይምትግባሩ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም፣ * ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ዞባ ሰሜን ሸዋን ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ብዝተወልዐ ግጭት ኣብ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ከም ዝወረደ ተገሊጹ፣ * ፖለቲከኛ በረኸት ስምኦን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም፣ * ባንክታት ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ገንዘብ ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን ተባሂሉ፣