'ዓድና ብምምላስና ዳግማይ ኢና ተፈጢርና' - ኣብ መቐለ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ፣ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም

Homeland Report

ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና * ኣብ መቐለ ድሕሪ 17 ኣዋርሕ ስሩዕ በረራ ተጀሚሩ፣ ኢንተርነትን ስልክን ውን ተኸፊቱ፣ * ናብ መቐለ ብነፋሪት ብምጋሽ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ ዳግም ከም ዝተፈጥሩ ኮይኑ ከም ዝተሰምዖም ገሊጾም፣ * ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ ዘላቒ ሰላም ዝሕሰብ ከም ዘይኮነ ሓደ ካብ ተላዘብቲ ትግራይ ተዛሪቡ፣ * ጉዳይ ባሕሪ መሰረት ህላወና እምበር መጋየጺ ኣይኮነን ክብል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሪር አድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ፣ * ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም፣ * ኣብ ሕቡራት ሃገራት ቀዋዊ ወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ካብ ሓላፍነቱ ተሰናቢቱ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
'ዓድና ብምምላስና ዳግማይ ኢና ተፈጢርና' - ኣብ መቐለ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ፣ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም | SBS Tigrinya