ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyሓጸርቲ ጸብጻባት * ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብመዚ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ባጀትን ካለኦት ጉዳያትን ይዘራረብ ከም ዘሎ ገሊፁ፣ * ኣብ ዓመተ 2022 ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን፤ ከበድቲ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ገዲዶም ከም ዝቐፀሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ፣ * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መንግስቱ ምስ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታት ክዘራረብ ቅሩብ ምዃኑ ተዛሪቡ፣ * ወተሃደራት ጎረባብቲ ሃገራት ካብታ ሃገር ክወፁ ከኣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም፣ * ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሚልዮናት ሰባት ካብ ደርቂ ንምድሓን 2.6 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክቐርብ ኢጋድ ፀዊዑ
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓጸርቲ ጸብጻባት * ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ሰብመዚ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ባጀትን ካለኦት ጉዳያትን ይዘራረብ ከም ዘሎ ገሊፁ፣ * ኣብ ዓመተ 2022 ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን፤ ከበድቲ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ገዲዶም ከም ዝቐፀሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ፣ * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መንግስቱ ምስ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታት ክዘራረብ ቅሩብ ምዃኑ ተዛሪቡ፣ * ወተሃደራት ጎረባብቲ ሃገራት ካብታ ሃገር ክወፁ ከኣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም፣ * ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሚልዮናት ሰባት ካብ ደርቂ ንምድሓን 2.6 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክቐርብ ኢጋድ ፀዊዑ