ደብዳብ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ሰራሕተኛታት ረድኤት ዝርከቡዎም ሰባት ቀቲሉ (ካብ ጸብጻባት)

Homeland Report

ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና (17/10/2022) ደብዳብ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ሰራሕተኛታት ረድኤት ዝርከቡዎም ሰባት ቀቲሉ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት እንትቕጽሉ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ክውስኽ’ዩ ክብሉ ዲፕሎማሰኛታት ኣጠንቂቖም፣ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካን ሕብረት ኣፍሪቃን ተኹሲ ደው ክብል ጸዊዖም፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ መካይን ዝርከብኦም 38 ዓይነት ናውቲ ናብ ሃገሩ ከይኣትዉ ከልኪሉ፣ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ አልቡርሃን ኣብ ፎረም ጣና ተሳቲፉ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ደብዳብ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ሰራሕተኛታት ረድኤት ዝርከቡዎም ሰባት ቀቲሉ (ካብ ጸብጻባት) | SBS Tigrinya