Credit: Yohannes Ferdinando Drarኣቶ ዮሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ፡ ዝነብር ኤርትራዊ ካናዳዊ ኮይኑ ናይ ሓያሎ ዓመታት ተሞክሮ ዘለዎ ክኢላ ስነልቦና’ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባውያን መድረኻት ብዙሕ ኣስተምህሮን ምኽርን ዝህብን ዝጽሕፍን’ዩ። ዝሓለፈ ዓመት 'መባእታዊ ትምህርቲ ጥዕና ኣእምሮ' ትብል መጽሓፍ ኣዳልዩ ንሕትመት ኣቕሪቡ። ኣብ ዙርያ ጥዕና ኣእምሮ፣ ጽልዋታት ስደትን ሓድሽ ናብራን፣ ህጻናትን መንእሰያትን፣ ወዘተ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዕላልና (https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/sbs-tigrinya-interview-07072025/xu404i9ak) ዳህሲስናዮም ኣለና። ኣብ'ዚ ካልኣይ ክፋል ድማ ንዘቤታዊ ዓመጽ፣ ሓዳርን ርድኢት ማዕርነት ኣብ መጻምድትን፣ ፍትሕ፣ ምጥቃም ዘይሕጋውያን ነገራትን መስተን ኣብ መንእሰያት ፣ ብዕድመ ዝደፍኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዘለውዎም ብድሆታት፣ ወዘተ ብሓፈሽኡ ኣዕሊልናሎም ኣለና። ሰናይ ምክትታል።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣቶ ዮሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ፡ ዝነብር ኤርትራዊ ካናዳዊ ኮይኑ ናይ ሓያሎ ዓመታት ተሞክሮ ዘለዎ ክኢላ ስነልቦና’ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባውያን መድረኻት ብዙሕ ኣስተምህሮን ምኽርን ዝህብን ዝጽሕፍን’ዩ። ዝሓለፈ ዓመት 'መባእታዊ ትምህርቲ ጥዕና ኣእምሮ' ትብል መጽሓፍ ኣዳልዩ ንሕትመት ኣቕሪቡ። ኣብ ዙርያ ጥዕና ኣእምሮ፣ ጽልዋታት ስደትን ሓድሽ ናብራን፣ ህጻናትን መንእሰያትን፣ ወዘተ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዕላልና (https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/podcast-episode/sbs-tigrinya-interview-07072025/xu404i9ak) ዳህሲስናዮም ኣለና። ኣብ'ዚ ካልኣይ ክፋል ድማ ንዘቤታዊ ዓመጽ፣ ሓዳርን ርድኢት ማዕርነት ኣብ መጻምድትን፣ ፍትሕ፣ ምጥቃም ዘይሕጋውያን ነገራትን መስተን ኣብ መንእሰያት ፣ ብዕድመ ዝደፍኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዘለውዎም ብድሆታት፣ ወዘተ ብሓፈሽኡ ኣዕሊልናሎም ኣለና። ሰናይ ምክትታል።