ዕላል ምስ ካብ ኣዳለውቲ ፍሉይ መደብ ኢፍጣር ረመዳን ኣብ ከተማ መልበርን፣ ኣውስትራልያ፣ ወይዘሮ ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማንን ኡስታዝ ኸሊል ዓሊ ኸሊልን Credit: EJCAኣብ ከተማ መልበርን ፈደራላዊን ግዝኣታውን ሚኒስተራት ዝተረኽብሉ ናይ ሓባር (ብዝሐ ባህላዊ) መደብ ኢፍጣር ረመዳን ቀዳም (15/04/2023) ተኻይዱ። ኤስቢኤስ ትግርኛ ኣብ'ቲ መደብ ተረኺቡ ምስ ክልተ ካብ ኣዳለውቲ፣ ወይዘሮ ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማንን ኡስታዝ ኸሊል ዓሊ ኸሊልን ዘካየዶ ዕላል ኣብ'ዚ ይቐርብ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ከተማ መልበርን ፈደራላዊን ግዝኣታውን ሚኒስተራት ዝተረኽብሉ ናይ ሓባር (ብዝሐ ባህላዊ) መደብ ኢፍጣር ረመዳን ቀዳም (15/04/2023) ተኻይዱ። ኤስቢኤስ ትግርኛ ኣብ'ቲ መደብ ተረኺቡ ምስ ክልተ ካብ ኣዳለውቲ፣ ወይዘሮ ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማንን ኡስታዝ ኸሊል ዓሊ ኸሊልን ዘካየዶ ዕላል ኣብ'ዚ ይቐርብ።