'መንግስቲ ኤርትራ ብዝከኣሎ ንጋዜጠኛታትን ካልኦትን ብስሞም፣ ብስእሎምን ብታሪኾምን ከይዝከሩ'ዩ ዝጽዕር፣ ንሕና ኸኣ ኣንጻራ ንቃለስ' ዓካ ዓካ

Credit: SBS Tigrinya
ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ባይቶ ዌስትሚኒስተር፣ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብፔን ኤርትራ፣ ኤርትራ ፎከስን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ዝተዳለወ ቅድሚ 21 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታትን ካልኦት እሱራት ፖለቲካን ሕልናን ንምዝካርን ኩነታቶም ንምቅላሕን ሓደ መደብ ምርኢት/ኤግዚቢሽን ቀሪቡ ኔሩ። ነቲ መደብ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊን ጋዜጠኛን ሳሙኤል ገብረህይወት ዓካዓካን ጸሓፊን ኣቦወንበር ፔን ኤርትራ ኣብ’ዚ እዋንን ኣቶ ዓወት ፍስሃየን ዘካየድናዮ ዕላል ኣለና፣
Share