Credit: SBS Tigrinyaዶክተር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ምስ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኣሳሰሩ ወሲኽካ ጽልዋታት ቁጠባዊ ንጥፈታት ኣብ ዘላቒ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘተኲር ክኢላ ስነቁጠባን ማሕበራዊ ህይወት ዘጽንዕን’ዩ። ንሱ ብማዕድን ሃብታማት ዝኾና ሃገራት ንበይነ-ጽላታዊ ምትእስሳራት ምስ ጽላት ዕደና ንቁጠባዊ ለውጢ ክጥቀማሉ ዘሎ ተኽእሎን ተራ ሓንጸጽቲ ፖሊሲን ተዋሳእቲ ኣብ'ቲ ኢንዱስትሪን ነዚ ኣብ ምዕዋቱን ዘካይዶ መጽናዕትን ዘበርከቶ ስራሕን ብደረጃ ዓለም ተፈላጥነት ኣለዎ። ኣብ’ዚ ቀዳማይ ክፋል ዕላል፣ ኣብ ኣውስትራልያ ኣበርክቶ ደቀባት ህዝብታት ዝኽበረሉ 'ቅነ ናይዶክ' ብምዃኑን ብማዕድን ሃብታም ኣብ ዝኾነት ኣውስትራልያ ኸኣ ምስ ህይወቶም ዘለዎ ምትእስሳርን ክንምልከት ኢና።
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዶክተር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ምስ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኣሳሰሩ ወሲኽካ ጽልዋታት ቁጠባዊ ንጥፈታት ኣብ ዘላቒ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘተኲር ክኢላ ስነቁጠባን ማሕበራዊ ህይወት ዘጽንዕን’ዩ። ንሱ ብማዕድን ሃብታማት ዝኾና ሃገራት ንበይነ-ጽላታዊ ምትእስሳራት ምስ ጽላት ዕደና ንቁጠባዊ ለውጢ ክጥቀማሉ ዘሎ ተኽእሎን ተራ ሓንጸጽቲ ፖሊሲን ተዋሳእቲ ኣብ'ቲ ኢንዱስትሪን ነዚ ኣብ ምዕዋቱን ዘካይዶ መጽናዕትን ዘበርከቶ ስራሕን ብደረጃ ዓለም ተፈላጥነት ኣለዎ። ኣብ’ዚ ቀዳማይ ክፋል ዕላል፣ ኣብ ኣውስትራልያ ኣበርክቶ ደቀባት ህዝብታት ዝኽበረሉ 'ቅነ ናይዶክ' ብምዃኑን ብማዕድን ሃብታም ኣብ ዝኾነት ኣውስትራልያ ኸኣ ምስ ህይወቶም ዘለዎ ምትእስሳርን ክንምልከት ኢና።