Young Australian experience loneliness in high numbers Credit: Max Pixelጽምዋ ሰላሕታ'ዩ፣ ዘይረአ ለበዳ ናይ ግዜና። ኩላህና ኣብ ገለ እዋን ኣብ ህይወትና ዝስመዓና’ዩ ክብሉ ክኢላታት ይሕብሩ። ንዝበዛሕና ንገለ እዋን ጥራይ ዘጥቃዓና ወይ ዘጋጥመና ሓላፊ ክኸውን’ንከሎ ንገሌና ግን ቀጻሊ ምሳና ዝኸይድ፣ ብሓጎስ ዘይተቐበልናዮ መሰነይታ ኮይኑ ክቕጽል’ዩ። እዚ ትሕዝቶ ጽምዋ ከመይ ንርድኦን መፍትሒታቱን ብዝምልከት ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ኣብ ኤስቢኤስ ካብ ዝቐረቡ ትሕዝቶታት ዝተጠናቐረ’ዩ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጽምዋ ሰላሕታ'ዩ፣ ዘይረአ ለበዳ ናይ ግዜና። ኩላህና ኣብ ገለ እዋን ኣብ ህይወትና ዝስመዓና’ዩ ክብሉ ክኢላታት ይሕብሩ። ንዝበዛሕና ንገለ እዋን ጥራይ ዘጥቃዓና ወይ ዘጋጥመና ሓላፊ ክኸውን’ንከሎ ንገሌና ግን ቀጻሊ ምሳና ዝኸይድ፣ ብሓጎስ ዘይተቐበልናዮ መሰነይታ ኮይኑ ክቕጽል’ዩ። እዚ ትሕዝቶ ጽምዋ ከመይ ንርድኦን መፍትሒታቱን ብዝምልከት ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ኣብ ኤስቢኤስ ካብ ዝቐረቡ ትሕዝቶታት ዝተጠናቐረ’ዩ።