Source: Pixabayኣብ ኣውስትራልያ ሓደስቲ ኮይንና ኣብ ንመጻሉ ኣብ’ቲ ዝነበርናዮ ሃገር፣ ከተማ ይኹን መዓስከር ስደተኛታት ኣፍልጦ ብዛዕባ ናብራ፣ ሕጊን ኣካይዳን ኣውስትራልያ እንተዘይሃሊና ብፍላይ ኣብ’ቶም ቀዳሞት ዓመታት ጸገም ከጋጥመና ይኽእል’ዩ። እቶም ንሕጊ ዝምልከቱ ጸገማት ግን ብቐንዱ ህይወትና ካብ ፈለምኡ ከይጸልውዎን ከየበላሽውዎን ክንፈልጦም ዝግበኣና ነገራት እንታይ’ዮም፧ ካባናን ካብ ካልኦት ትካላት መንግስትን ማሕበረሰብን ክመጹ ዝኽእሉ ፍታሓት ከ ኣለዉ ድዮም፧
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራልያ ሓደስቲ ኮይንና ኣብ ንመጻሉ ኣብ’ቲ ዝነበርናዮ ሃገር፣ ከተማ ይኹን መዓስከር ስደተኛታት ኣፍልጦ ብዛዕባ ናብራ፣ ሕጊን ኣካይዳን ኣውስትራልያ እንተዘይሃሊና ብፍላይ ኣብ’ቶም ቀዳሞት ዓመታት ጸገም ከጋጥመና ይኽእል’ዩ። እቶም ንሕጊ ዝምልከቱ ጸገማት ግን ብቐንዱ ህይወትና ካብ ፈለምኡ ከይጸልውዎን ከየበላሽውዎን ክንፈልጦም ዝግበኣና ነገራት እንታይ’ዮም፧ ካባናን ካብ ካልኦት ትካላት መንግስትን ማሕበረሰብን ክመጹ ዝኽእሉ ፍታሓት ከ ኣለዉ ድዮም፧