Female doctor holding CAT scan Credit: Moodboardንዶክተራት ሕሙማት በብክብደት ጸገሞም ካብ ምስራዕ ክሳብ ምትርጓም/ምትንታን ምስልታት ሓንጎልን ቀዳሞት ምልክታት ሕማማት ኣብ ምፍላጥን ምልላይን ሰብሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ AI) ንክንክን ጥዕና ብመሰረቱ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ክሳብ ሕጂ ግን፣ ኣብ ዙርያ ድሕነት፣ ምቁጽጻርን ባህላዊ ስክፍታታትን ብድሆታት ኣለዉ፣ ክኢላታት ድማ ቴክኖሎጂ ኣብ ዝምዕብለሉን ሓደስቲ መሳርሒታት ኣብ ዝቕልቀልሉን እዚኦም ረቛሒታት ግድን ኣብ ግምት ክኣትዉ ኣለዎም ይብሉ።
Published
By Abbie O’Brien
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንዶክተራት ሕሙማት በብክብደት ጸገሞም ካብ ምስራዕ ክሳብ ምትርጓም/ምትንታን ምስልታት ሓንጎልን ቀዳሞት ምልክታት ሕማማት ኣብ ምፍላጥን ምልላይን ሰብሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ AI) ንክንክን ጥዕና ብመሰረቱ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ክሳብ ሕጂ ግን፣ ኣብ ዙርያ ድሕነት፣ ምቁጽጻርን ባህላዊ ስክፍታታትን ብድሆታት ኣለዉ፣ ክኢላታት ድማ ቴክኖሎጂ ኣብ ዝምዕብለሉን ሓደስቲ መሳርሒታት ኣብ ዝቕልቀልሉን እዚኦም ረቛሒታት ግድን ኣብ ግምት ክኣትዉ ኣለዎም ይብሉ።