Australia Source: Flickrሓደ ክንነብረሉ ዝጸናሕና ወይ ከም ሓደስቲ መጺእና ዝተጣየስናሉ ዓዲ ክንቅበሎ፣ ናትና ኢልና ክንጽውዖን ምስ ካልኦት ከማና ኢልና ዝኣመንናሎም ክንሕወስን ምስ ጀመርና ንናብራናን ህይወትናን ዝሓሸ ክኸውን ይገብሮ። እዚ ግን ኣብ ባዶሽ ዝኸውን ስለዘይኮነ ከምኡ ክስመዓና ብወገንና ጥራይ ዘይኮነ ብማሕበረሰብናን መንግስቲ’ታ ንነብረላ ሃገርን ንጡፍ ተሳትፎን ኣበርክቶን ክህልዎ የድሊ። ስለ’ዚ እቶም ነዚ ክስመዓና ዝሕግዙ ወይ ዝገብሩ እንታይ’ዮም፧ ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክንድህስሶም ክንፍትን ኢና።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓደ ክንነብረሉ ዝጸናሕና ወይ ከም ሓደስቲ መጺእና ዝተጣየስናሉ ዓዲ ክንቅበሎ፣ ናትና ኢልና ክንጽውዖን ምስ ካልኦት ከማና ኢልና ዝኣመንናሎም ክንሕወስን ምስ ጀመርና ንናብራናን ህይወትናን ዝሓሸ ክኸውን ይገብሮ። እዚ ግን ኣብ ባዶሽ ዝኸውን ስለዘይኮነ ከምኡ ክስመዓና ብወገንና ጥራይ ዘይኮነ ብማሕበረሰብናን መንግስቲ’ታ ንነብረላ ሃገርን ንጡፍ ተሳትፎን ኣበርክቶን ክህልዎ የድሊ። ስለ’ዚ እቶም ነዚ ክስመዓና ዝሕግዙ ወይ ዝገብሩ እንታይ’ዮም፧ ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክንድህስሶም ክንፍትን ኢና።