Source: SBSዜና ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ግንቦት 16, 2024) * መራሒ ተቓዋሚ ፌደራል ፒተር ዳተን ናይ’ቲ ዝመርሖ ሰልፊ ጥምረት መልሲ ባጀት ከቕርብ'ዩ፣ * ሒዝቦላህ ኣብ ምዕራብ እስራኤል ከተማ ቲቤርያስ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘካየደ ገሊጹ፣ * ሰኔተር ሰልፊ ለይበር ፋጢማ ፔይማን፡ ንእስራኤል ኣብ ቓዛ ምጽናት ዓሌት ፈጺማ ክትብል ድሕሪ ምኽሳስ ቀዳማይ ሚኒስተርዛ ሃገር ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል እገዳ ክገብር ጸዊዓ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዜና ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ግንቦት 16, 2024) * መራሒ ተቓዋሚ ፌደራል ፒተር ዳተን ናይ’ቲ ዝመርሖ ሰልፊ ጥምረት መልሲ ባጀት ከቕርብ'ዩ፣ * ሒዝቦላህ ኣብ ምዕራብ እስራኤል ከተማ ቲቤርያስ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘካየደ ገሊጹ፣ * ሰኔተር ሰልፊ ለይበር ፋጢማ ፔይማን፡ ንእስራኤል ኣብ ቓዛ ምጽናት ዓሌት ፈጺማ ክትብል ድሕሪ ምኽሳስ ቀዳማይ ሚኒስተርዛ ሃገር ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እስራኤል እገዳ ክገብር ጸዊዓ፣