workers bury the remains of Mussa Kathembo, Source: APአርእስታት ዜና፡ ካልኣይ ሰብ ካብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ኣብ ዶብ ርዋንዳ ብሕማም ኢቦላ ሞይቱ። ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ ክብል ናይ ዉሕሃ ትካል ስደተኛታት ኣህጉራዊ ትካል ፍልሰት (IOM), ብዝጸሓፎ ትዊተር ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ተመሃሮ ብሓይልታት ጸጥታ ምስተቐትሉ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ሱዳን ተዓጽዮም። ኣብ ክልል ደቡብ ብሔር ብሔረሰባት ብዝተወለዐ ግጭት ናይ 53 ሰባት ህይወት ከምዝሓለፈን 54 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ተፈሊጡ።
አርእስታት ዜና፡ ካልኣይ ሰብ ካብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ኣብ ዶብ ርዋንዳ ብሕማም ኢቦላ ሞይቱ። ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ ክብል ናይ ዉሕሃ ትካል ስደተኛታት ኣህጉራዊ ትካል ፍልሰት (IOM), ብዝጸሓፎ ትዊተር ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ተመሃሮ ብሓይልታት ጸጥታ ምስተቐትሉ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ሱዳን ተዓጽዮም። ኣብ ክልል ደቡብ ብሔር ብሔረሰባት ብዝተወለዐ ግጭት ናይ 53 ሰባት ህይወት ከምዝሓለፈን 54 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ተፈሊጡ።