SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 12 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ኢንዶነዥያ ቀንዲ ደሴት ጃቫ ፡ 6.0 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጠሙ ፡ ብውሕዱ 8 ሰባት ሞይቶም ** ኣብ ኣውስትራልያ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዝዀኑ ኣመንቲ ምስልምና ፡ ሎሚ [12 ሚያዝያ] ነታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ወርሒ ረመዳን ይጅምርዋ ኣለዋ ። ** ኣልሸባብ መዓርን ኣቦሱዳ ንለበድዳ ኮቪድ-19 ፍቱን መድኒት ምዃኑ ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ኢንዶነዥያ ቀንዲ ደሴት ጃቫ ፡ 6.0 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጠሙ ፡ ብውሕዱ 8 ሰባት ሞይቶም ** ኣብ ኣውስትራልያ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዝዀኑ ኣመንቲ ምስልምና ፡ ሎሚ [12 ሚያዝያ] ነታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ወርሒ ረመዳን ይጅምርዋ ኣለዋ ። ** ኣልሸባብ መዓርን ኣቦሱዳ ንለበድዳ ኮቪድ-19 ፍቱን መድኒት ምዃኑ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now