Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን እተገብረ ካብ ውሸባ ናጻ ዝዀነ ጕዕዞ ፡ ንኽልቲአን ሃገራት ከም ዘርብሕ ተገሊጹ። ** ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ክልተ ሰብ ቀቲሎም። ** ኣባል ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ክሪስ ኮንስ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ቃል ዝኣተዎ ብዘይምግባሩ ከምዝጎሃየ ገሊጹ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን እተገብረ ካብ ውሸባ ናጻ ዝዀነ ጕዕዞ ፡ ንኽልቲአን ሃገራት ከም ዘርብሕ ተገሊጹ። ** ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ክልተ ሰብ ቀቲሎም። ** ኣባል ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ክሪስ ኮንስ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ቃል ዝኣተዎ ብዘይምግባሩ ከምዝጎሃየ ገሊጹ።