ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኒው ሳውዝ ወልድ ኣዳም ማርሻል ናይ ኮቪድ-19 ብኮቪድ ተለኺፉ። ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ እትርከብ ከተማ ቶጎጋ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ተኻይዱ ብውሑዱ 43 ሰባት ተቐቲሎም: ኖቫክ ደጆኮቪች ፡ ነቲ ራፋኤል ናዳልን ሮጀር ፈደረርን ዝሓዝዎ 20 ናይ ግራንድ ስላም መዓርጋት ክብረ ወሰን ንኽመዓራረዮም ፡ ናይ ዊምብልደን ምድላዋቱ ይቕጽል ከም ዘሎ ገሊጹ።
Share