ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሕዳር 2021)

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና ** ቻይና ኣብቲ ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ሓርፋፍ ርክብ ዝያዳ ሓላፍነት ክትስከም ንኣውስትራሊያ ተማሕጺና። ** ኣብ ቀዳማይ ዉግእ ዓለም ዝሞቱ ወተሃደራት ይዝከሩ ... **ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝርከቡ ሰራሕተኛታቱ ንኽፍትሑ ጸዊዑ ** ፖግባ ኣብዝቕጽል ክልተ ጸወታታት ናይ ማንቸስተር ዩናይትድ ግጥማት ብዘጋጠሞ መጉዳእታ ክጻወት ምዃኑ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ
Share