Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኒው ሳውዝ ዌልስ 35፡ ኲንስላንድ ኣርባዕተ ቪክቶሪያ ባዶ ሓደሽቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊበን። **** ሱዳን ኣብ ትግራይ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ኣብቲ ከባቢ ዘለዋ ሃገራት ዘይምርግጋእ ከይፈጥር የተሓሳስበኒዩ ክትብል መግለጺ ኣውጺኣ። ***** ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ፡ኤርትራውያንዝርከብዎምስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑን ዝደሓኑን ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኒው ሳውዝ ዌልስ 35፡ ኲንስላንድ ኣርባዕተ ቪክቶሪያ ባዶ ሓደሽቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊበን። **** ሱዳን ኣብ ትግራይ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ኣብቲ ከባቢ ዘለዋ ሃገራት ዘይምርግጋእ ከይፈጥር የተሓሳስበኒዩ ክትብል መግለጺ ኣውጺኣ። ***** ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ፡ኤርትራውያንዝርከብዎምስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑን ዝደሓኑን ከምዘለዉ ተፈሊጡ።