Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***ኣመሪካ ነቲ ናይ የመን ዕጡቕ ሖቲ ናይ ወጻኢ ኣሸባሪ ዉድብ ኢላ ክትሰምዮ መደብ ኣውጺኣ። *** ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ንኻልኣይ እዋን ብገበን ተኸሳሲ (impeached) ፕረሲደንት ኮይኑ። *** ነፋሪት ኢትዮጵያ ክሊ ኣየረይ ጥሒሳ ኣትያ ብምባል ንቐጻሊ 'ከይድገም' ዝብል መጠንቀቕታ ሂባ። *** ኣብ ትግራይ ይቕጽል ብዘሎ ውግእ ተጋሩን ኤርትራውያን ስደተይኛታትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከም ዝወደቑ ካቶሊካዊት ቤተ ቤተክርስቲያን ዓዲግራት ኣፍሊጣ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***ኣመሪካ ነቲ ናይ የመን ዕጡቕ ሖቲ ናይ ወጻኢ ኣሸባሪ ዉድብ ኢላ ክትሰምዮ መደብ ኣውጺኣ። *** ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ንኻልኣይ እዋን ብገበን ተኸሳሲ (impeached) ፕረሲደንት ኮይኑ። *** ነፋሪት ኢትዮጵያ ክሊ ኣየረይ ጥሒሳ ኣትያ ብምባል ንቐጻሊ 'ከይድገም' ዝብል መጠንቀቕታ ሂባ። *** ኣብ ትግራይ ይቕጽል ብዘሎ ውግእ ተጋሩን ኤርትራውያን ስደተይኛታትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከም ዝወደቑ ካቶሊካዊት ቤተ ቤተክርስቲያን ዓዲግራት ኣፍሊጣ።