ሓይሊታት ናይ ትግራይ ንኮምቦልቻ ናይ ኦሮሞ ድማ ንከሚሰ ተቖጻጺርና ይብሉ፡ ካብ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ** ስኮት ሞሪሰን ንኣማኑዌል ማክሮን ከምዝሓሰዎ ምስ ገለጸ ፡ ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ እናኸረረ ምኻዱ ተገሊጹ... ** ሓይሊታት ትግራይን ኦሮምን ከተማታት ተቖጻጺርና ይብሉ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ህዝቢ ናብ ኲናት ክኸትት ጸዊዑ ** ጃኮቪች ኣብ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ Australian Open ከምዝሳተፍን ዘይሳተፍን ይጠራጠር .
Share