ዕለታዊ ዜና 27 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና፡ መንግስቲ ቪክቶሪያ ንሸውዓተ መዓልታት ዝጸንሕ ምዕጻው ካብ ሰዓት 11: 59 ሎሚ ለይቲ [ኃሙስ 27 ግንቦት] ኣዊጁ ። ክፍሊ ጥዕና ቪክቶርያ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ካብ ልዕሊ 40,000 መርመራታት 11 ሓደስቲ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ድሕሪ ምርካቡ እዩ እዚ ዉሳነ ወሲኑ ዘሎ። ሕብረት ኤውሮጳ ንኣፍራዪ ክታበት ኣስትራዘነካ ኣብ ቤት ፍርዲ ብራስለስ ኣቕሪብዎ። ፕረዚደንት ጆ ባይደን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው መግለጺ ኣውጺኡ።
Share