SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ በይሩት ብዝነቶገ ነትጒ 135 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡ መንግስቲ ጠንቂ ናይቲ ከቢድ ነትጒ ክምርምር ምዃኑ ገሊጹ። (ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ *ምብራቓዊ ገማግም ኣመሪካ ብትሮፒካዊ ህቦቡላ ኢሳያስ ተወቒዑ ብውሕዱ 9 ሰባት ቀቲሉ። *ሎሚ ኣብ ቪክቶሪያ 471 ሓደስቲ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ 8 ድማ ዝሞቱ ምርካቦም ተረጋጊጹ። *ኣብ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ኣብ ሄሮሽማ ዝተፈጸመ ደብዳብ ኣቶሚክ ቦምባ መበል 75 ዓመት ንምዝካር ኣብ ጃፓን ሓዘንተኛታት ይቀራረቡ ኣለዉ። *ግብጺን ሱዳንን ካብ ዘተ ዓቢ ግድብ ህዳሰ ወጺአን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ *ምብራቓዊ ገማግም ኣመሪካ ብትሮፒካዊ ህቦቡላ ኢሳያስ ተወቒዑ ብውሕዱ 9 ሰባት ቀቲሉ። *ሎሚ ኣብ ቪክቶሪያ 471 ሓደስቲ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ 8 ድማ ዝሞቱ ምርካቦም ተረጋጊጹ። *ኣብ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ኣብ ሄሮሽማ ዝተፈጸመ ደብዳብ ኣቶሚክ ቦምባ መበል 75 ዓመት ንምዝካር ኣብ ጃፓን ሓዘንተኛታት ይቀራረቡ ኣለዉ። *ግብጺን ሱዳንን ካብ ዘተ ዓቢ ግድብ ህዳሰ ወጺአን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now