A Marine wearing a protective face mask is seen on duty outside where it has been reported that U.S President Donald Trump Source: AAP / Michael Nigroቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ንክልል ትግራይ ዝወሃብ ባጀት ክቋረጽ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ወሲኑ። ** ኣብ ጥልያን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ኮቪድ-19 መልከፍቲ ንምግታእ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ህዝቢ ናብ ደገ ኣብዝወጽሉ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክወድዩ ናይ ግድን ኮይኑ። ** ሎሚ ኣብ ቪክቶሪያ 11 ተወሰኽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ክርከቡከለዉ ዝሞተ ግና ኣይተረኽበን። ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ህጹጽ ኩነታት፡ ንኮሮና ቫይረስ መፈውሲ መድሓኒታት ኣብ ጥቕሚ ንክውዕሉ ከምዝእዝዝ ኣፍሊጡ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ንክልል ትግራይ ዝወሃብ ባጀት ክቋረጽ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ወሲኑ። ** ኣብ ጥልያን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ኮቪድ-19 መልከፍቲ ንምግታእ፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ህዝቢ ናብ ደገ ኣብዝወጽሉ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክወድዩ ናይ ግድን ኮይኑ። ** ሎሚ ኣብ ቪክቶሪያ 11 ተወሰኽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ክርከቡከለዉ ዝሞተ ግና ኣይተረኽበን። ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ህጹጽ ኩነታት፡ ንኮሮና ቫይረስ መፈውሲ መድሓኒታት ኣብ ጥቕሚ ንክውዕሉ ከምዝእዝዝ ኣፍሊጡ።