SKIP TO MAIN CONTENT

"ትካል ዉድብ ጥዕና ኮሮና ቫይረስ ምኽሳቱ ኣብ እዋኑዩ ኣፍሊጡ።" ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም (ካብ ኣርእስታት ዜና)

WHO news conference on the novel coronavirus (COVID-2019)
Director-General of the WHO Tedros Adhanom Ghebreyesus, attends a news conference on the coronavirus (COVID-2019) in Geneva, Source: X90072

አርእስታት ዜና፡ ዶናልድ ትራምፕ ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ መዲብዎ ዘሎ ግዚያዊ ምእጋድ ንቢዝነሳት ምሉእ ብምሉእ ንምሕጋዝ ክቕየር ይከኣልዩ ኢሉ። ትማሊ ኣብ መልበርን ብዝወረደ ሓደጋ 4 ኣባላት ፖሊስ ህይወቶም ሲኢኖም። ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ብኮሮና ቫይረስ ዝልከፉ ትሑት ስለዘሎ እወታዊ ምዕባለን ነቲ ዘሎ ሕጊታት እገዳ ንምፍዃስ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት እዩ ተባሂሉ። ብሰንኪ Covid-19 ዝተመሓላለፈ መምርሒታት ምዕጻው ናይ ሎሚ ዓመት ሮመዳን ኣዚዩ በዳሂ ምዃኑ ተገሊጹ። ሓላፊ ዉድብ ጥዕና ዓለም እቲ ትካል ንኮሮና ቫይረስ ድንጉይ ግብረ መልሲ ሂቡ ዝበሃል ኣይቅበሎን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ዶናልድ ትራምፕ ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ መዲብዎ ዘሎ ግዚያዊ ምእጋድ ንቢዝነሳት ምሉእ ብምሉእ ንምሕጋዝ ክቕየር ይከኣልዩ ኢሉ። ትማሊ ኣብ መልበርን ብዝወረደ ሓደጋ 4 ኣባላት ፖሊስ ህይወቶም ሲኢኖም። ኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ብኮሮና ቫይረስ ዝልከፉ ትሑት ስለዘሎ እወታዊ ምዕባለን ነቲ ዘሎ ሕጊታት እገዳ ንምፍዃስ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት እዩ ተባሂሉ። ብሰንኪ Covid-19 ዝተመሓላለፈ መምርሒታት ምዕጻው ናይ ሎሚ ዓመት ሮመዳን ኣዚዩ በዳሂ ምዃኑ ተገሊጹ። ሓላፊ ዉድብ ጥዕና ዓለም እቲ ትካል ንኮሮና ቫይረስ ድንጉይ ግብረ መልሲ ሂቡ ዝበሃል ኣይቅበሎን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now