Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ሰሜናዊ ኒው ሳውዝ ወልስን ደቡባዊ ምብራቕ ኲንስላንድን ሓደጋታት ከውርድ ጀሚሩ ኣሎ። *** ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ናብ ሱዳን ሃዲሞም ካብዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ከምዘለዉዎም ተፈሊጡ። *** ኣብ ኣመሪካ ኣብዝግበር ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ 4 ሰባት ብኻራ ተወጊኦም። *** ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ብደረጃ ኢጋድ ህጹጽ ኣኼባ ክግበር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ከምዝተሰማምዐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ኣረጋጊጹ
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ሰሜናዊ ኒው ሳውዝ ወልስን ደቡባዊ ምብራቕ ኲንስላንድን ሓደጋታት ከውርድ ጀሚሩ ኣሎ። *** ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ናብ ሱዳን ሃዲሞም ካብዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ከምዘለዉዎም ተፈሊጡ። *** ኣብ ኣመሪካ ኣብዝግበር ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ 4 ሰባት ብኻራ ተወጊኦም። *** ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ብደረጃ ኢጋድ ህጹጽ ኣኼባ ክግበር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ከምዝተሰማምዐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ኣረጋጊጹ