SKIP TO MAIN CONTENT

ቻይናዊ ሃብታም ጃክ ማ ኣብ አፍሪቃ ንለበዳ ኮሮና ንምምካት ዝሕግዝ ካልኣይ ዙርያ ሓገዝ ከምዝሰደደ ኣፍሊጡ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: AAP

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኒው ዮርክ ዝርከብ መካነ እንስሳ ብሮንክስ ዝነብር ሓደ ነብሪ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፈ ተፈሊጡ። ኣብ ቪክቶሪያ 2 ተወሰኽቲ ሰባት ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ሓደ ሽማግለ ድማ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ሎሚ ሞይቶም ኣብ ኣውስትራሊያ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት 40 በጺሑ። ንክልተ ሰባት ብኻራ ዝቐተለ ተባሂሉ ሳልሳይ ተጠርጣሪ ብዜግነት ሱዳናዊ ዝኾነ ሰብ ከምዝሓዘ ናይ ፈረንሳይ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ካብዝተራእየ ንሓደ መራሒ ዝወሃብ ናይ ቅብሉነት ድምጺ ዝለዓለ ረኺቡ። ቻይናዊ ሃብታም ጃክ ማ ኣብ አፍሪቃ ንለበዳ ኮሮና ንምምካት ዝሕግዝ ካልኣይ ዙርያ ሓገዝ ከምዝሰደደ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኒው ዮርክ ዝርከብ መካነ እንስሳ ብሮንክስ ዝነብር ሓደ ነብሪ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፈ ተፈሊጡ። ኣብ ቪክቶሪያ 2 ተወሰኽቲ ሰባት ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ሓደ ሽማግለ ድማ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ሎሚ ሞይቶም ኣብ ኣውስትራሊያ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት 40 በጺሑ። ንክልተ ሰባት ብኻራ ዝቐተለ ተባሂሉ ሳልሳይ ተጠርጣሪ ብዜግነት ሱዳናዊ ዝኾነ ሰብ ከምዝሓዘ ናይ ፈረንሳይ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ካብዝተራእየ ንሓደ መራሒ ዝወሃብ ናይ ቅብሉነት ድምጺ ዝለዓለ ረኺቡ። ቻይናዊ ሃብታም ጃክ ማ ኣብ አፍሪቃ ንለበዳ ኮሮና ንምምካት ዝሕግዝ ካልኣይ ዙርያ ሓገዝ ከምዝሰደደ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now