Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ትማሊ ምስቲ ናይ ቪክቶሪያ መወሸቢ ሆቴል ዝተሓሓዝ ቀለበት መልከፍት ክልተ ሓደሽቲ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ደሚርካ ኣብታ ግዝኣት ዛጊት 8 ሰባት በጺሆም ኣለዉ። *** ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 75 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጹ። *** ክልላዊ መንግስታትን ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ብህጹጽ ብዘተ ተሰማሚዖም ምርጫ ክገብሩ ዉሕሃ ጸዊዑ። *** ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ዝኾኑ ኣቶ በቀለ ገርባን ኣቶ ጃዋር መሓመድን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ካብ ዝጅምሩ ሓደ ሰሙን ከም ዝመልኦም ተገሊጹ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ትማሊ ምስቲ ናይ ቪክቶሪያ መወሸቢ ሆቴል ዝተሓሓዝ ቀለበት መልከፍት ክልተ ሓደሽቲ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ደሚርካ ኣብታ ግዝኣት ዛጊት 8 ሰባት በጺሆም ኣለዉ። *** ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 75 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጹ። *** ክልላዊ መንግስታትን ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ብህጹጽ ብዘተ ተሰማሚዖም ምርጫ ክገብሩ ዉሕሃ ጸዊዑ። *** ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ዝኾኑ ኣቶ በቀለ ገርባን ኣቶ ጃዋር መሓመድን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ካብ ዝጅምሩ ሓደ ሰሙን ከም ዝመልኦም ተገሊጹ።