SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 25 ጥሪ 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ክታበት ፈይዛር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ምጽዳቑ ን ኮቪድ 19 ንምቅላስ ኣገዳሲ ስጉምቲዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ተዛሪቡ። *** ኣፍረይቲ ኩባንያታት ክታበት ኣንጻር ኮቪድ ነቲ ክታበት ከቕርባሉ ዝፈረማሉ ውዕል ከፈጽማ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ሕብረት ኣውሮጳ ኣፍሊጡ። *** ኣብ ሞዛምቢክ፡ ብርቱዕ ንፋስን ብርቱዕ ዝናምን ብኣሽሓት ዝቝጸር ህንጻታት ከም ዘዕነወን ኣስታት 7000 ሰባት ካብ መረበቶም ከም እተመዛበሉን ተፈሊጡ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ክታበት ፈይዛር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ምጽዳቑ ን ኮቪድ 19 ንምቅላስ ኣገዳሲ ስጉምቲዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ተዛሪቡ። *** ኣፍረይቲ ኩባንያታት ክታበት ኣንጻር ኮቪድ ነቲ ክታበት ከቕርባሉ ዝፈረማሉ ውዕል ከፈጽማ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ሕብረት ኣውሮጳ ኣፍሊጡ። *** ኣብ ሞዛምቢክ፡ ብርቱዕ ንፋስን ብርቱዕ ዝናምን ብኣሽሓት ዝቝጸር ህንጻታት ከም ዘዕነወን ኣስታት 7000 ሰባት ካብ መረበቶም ከም እተመዛበሉን ተፈሊጡ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now