Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ልዕሊ 700 ሽሕ ተወለድቲ ትግራይ፡ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተፈናቒሎም ዝብል ክሲ ግዚያዊ ምም/ትግራይ፡ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣሉታዊ መልሲ ሂብሉ። *** ኣብ መዓልቲ ክሎዝ ዘ ጋፕ (ፍልልያት ምጽባብ) [18 ማር] ካብ ኣርባዕተ ገዛውቲ ደቀባት እቲ ሓደ ገዛ ኢንተርኔት የብሉን ። *** ፓፕዋ ኒው ጊኒ ካብ ዝመጽእ ሰኑይ [22 ማር] ኣትሒዛ ንኣርባዕተ ሰሙን ዝኸውን ሃገራዊ ናይ ኮቪድ ቀይዲ ኸተተኣታቱ ተዳልያ ኣላ። *** ናይ ታንዛንያ ፕረዚደንት ጆን ፖምበ ማጉፉሊ ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድሚኡ ከም ዝሞተ መንግስቲ ብረቡዕ ኣፍሊጡ ። *** ኣባል ፓርላማ ኣውስትራሊያ ኣንድሪው ዊልኪ፡ ነቲ ኤርትራዊያንን ተጋሩን ነበርቲ ታዝማኒያን ዝኣከብዎ ጥርዓን (ፐቲሽን) ኣብክንዳኦም ኮይኑ ንፓርላማ ኣውስትራሊያ ኣቕሪቡ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ልዕሊ 700 ሽሕ ተወለድቲ ትግራይ፡ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተፈናቒሎም ዝብል ክሲ ግዚያዊ ምም/ትግራይ፡ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣሉታዊ መልሲ ሂብሉ። *** ኣብ መዓልቲ ክሎዝ ዘ ጋፕ (ፍልልያት ምጽባብ) [18 ማር] ካብ ኣርባዕተ ገዛውቲ ደቀባት እቲ ሓደ ገዛ ኢንተርኔት የብሉን ። *** ፓፕዋ ኒው ጊኒ ካብ ዝመጽእ ሰኑይ [22 ማር] ኣትሒዛ ንኣርባዕተ ሰሙን ዝኸውን ሃገራዊ ናይ ኮቪድ ቀይዲ ኸተተኣታቱ ተዳልያ ኣላ። *** ናይ ታንዛንያ ፕረዚደንት ጆን ፖምበ ማጉፉሊ ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድሚኡ ከም ዝሞተ መንግስቲ ብረቡዕ ኣፍሊጡ ። *** ኣባል ፓርላማ ኣውስትራሊያ ኣንድሪው ዊልኪ፡ ነቲ ኤርትራዊያንን ተጋሩን ነበርቲ ታዝማኒያን ዝኣከብዎ ጥርዓን (ፐቲሽን) ኣብክንዳኦም ኮይኑ ንፓርላማ ኣውስትራሊያ ኣቕሪቡ።