ኣርእስታት ዜና፥ **ኢትዮጵያ ዝኣሰረቶም ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ህላውነቶም ከተፍልጥ አምነስቲ ሓቲቱ። ** ኣብ ቪክቶሪያ ብሰንኪ ኮቪድ-19 ከምኡውን 275 ሓደሽቲ ዝተለኽፉ ተረኺቦም ከለዉ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ 20 ሓድሽ መልከፍቲ ተራእዩ። ** መንግስቲ ፈደራል ኣብ መደብ JobKeeper ለውጢ ከምዝገብር ከምዝኾነ ኣሚቱ... **ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ናይ ዓዲ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ዋንጫ F-A ቸልሲ ን ኣርሰናልን ክጋጠማ እየን።
Share






