Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ክታበት ኣስትራዘነካ ምውሳድ ዘተሓሳስብ ነገር የለን ክብል ማሕበር ሕክምና ኣውስትራሊያ ገሊጹ። ** ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ትግራይ ሰላም ክወርድ ጸዊዖም። ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዮርዳኖስ ኣማን ሳፋዲ ፡ እታ ሃገር ምእንቲ ኽትዓኑ ኢሉ ምስ ወጻእተኛታት ወገናት ውዲት ከም ዝፈጸመ፡ ነቲ ናይ ቀደም ዘውዳዊ ሉዑል ከሲሱ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ክታበት ኣስትራዘነካ ምውሳድ ዘተሓሳስብ ነገር የለን ክብል ማሕበር ሕክምና ኣውስትራሊያ ገሊጹ። ** ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ትግራይ ሰላም ክወርድ ጸዊዖም። ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዮርዳኖስ ኣማን ሳፋዲ ፡ እታ ሃገር ምእንቲ ኽትዓኑ ኢሉ ምስ ወጻእተኛታት ወገናት ውዲት ከም ዝፈጸመ፡ ነቲ ናይ ቀደም ዘውዳዊ ሉዑል ከሲሱ።