SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 04 መጋቢት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ ሚያንማር ኣብ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ 38 ሰባት ከም እተቐትሉ ተገሊጹ። *** ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበን ፡ ኣብ ግዝኣታት ፍልስጤም ተፈጺሙ ንዝበሃል ገበናት ኲናት ዝምልከት መርመራ ጀሚሩ ። *** ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ሰብኣዊ ኩነታት ትግራይ ሎሚ ብዕጹው ኽዘራረብ ምዃኑ ተፈሊጡ ። *** ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ሓይሊታት ምክልኻል ሰራሕተኛታት ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ናይ ክታበት ስራሕ ክሕግዙ ምዃኖም ተፈሊጡ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ ሚያንማር ኣብ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ 38 ሰባት ከም እተቐትሉ ተገሊጹ። *** ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበን ፡ ኣብ ግዝኣታት ፍልስጤም ተፈጺሙ ንዝበሃል ገበናት ኲናት ዝምልከት መርመራ ጀሚሩ ። *** ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ሰብኣዊ ኩነታት ትግራይ ሎሚ ብዕጹው ኽዘራረብ ምዃኑ ተፈሊጡ ። *** ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ሓይሊታት ምክልኻል ሰራሕተኛታት ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ናይ ክታበት ስራሕ ክሕግዙ ምዃኖም ተፈሊጡ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now