SKIP TO MAIN CONTENT

“ብልጽግና ኣብ መላእ ሃገር ኣባላትን ደገፍቲን መሓውር ዘለዎን ሃገራዊ ለውጢ ብምምራሕ ናይ ብዙሃት ደገፍ ዝረኸበ ዝዓበየ ሰልፊ እዩ።” ቀ/ሚ ኣብይ

SBS Tigrinya News
Source: EBC

አርእስታት ዜና፡ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዕጹው ኩነታት ዘለዋ ሃገራት ጥንቁቕ ዝኾነ መስርሕ ምኽፋት ክገብራ ሓላፊ ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ሎሚ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ኢትዮጵያ መልግለጺ ሂቡ፡ ኣብዚ ሰሙን ዝኽበር መዓልቲ ኣዴታት ምኽንያት ናብ ስድራቤታት ንምብጻሕ ብዛዕባ ምፍኳስ ዝምልከት ክፍለ ግዝኣታት መምርሒ ኣውጼአን ኣብ ታሪኽ ዓለም ሎሚ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ዝኸፍአ ቁጠባዊ ቅልውላው ከምዘጋጥም ኮሚሽን ኣውሮጳ ኣፍሊጡ። ጀርመን ንቀዳማይ ገጽ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ ከምዝሰገረቶ ቻንስለር መርከል ኣፍሊጣ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዕጹው ኩነታት ዘለዋ ሃገራት ጥንቁቕ ዝኾነ መስርሕ ምኽፋት ክገብራ ሓላፊ ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ሎሚ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ኢትዮጵያ መልግለጺ ሂቡ፡ ኣብዚ ሰሙን ዝኽበር መዓልቲ ኣዴታት ምኽንያት ናብ ስድራቤታት ንምብጻሕ ብዛዕባ ምፍኳስ ዝምልከት ክፍለ ግዝኣታት መምርሒ ኣውጼአን ኣብ ታሪኽ ዓለም ሎሚ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ዝኸፍአ ቁጠባዊ ቅልውላው ከምዘጋጥም ኮሚሽን ኣውሮጳ ኣፍሊጡ። ጀርመን ንቀዳማይ ገጽ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ ከምዝሰገረቶ ቻንስለር መርከል ኣፍሊጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now