Source: Getty Images** ኣብ U-K ቅድሚ ሕጂ ዘይተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ኮቪድ ተራእዩ ** ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ብዛዕባ ዕሌት ኦመክሮንንን ደልታን ኮቪድ-19 ከም ዘሻቐሎ ፡ "ሱናሚ መልከፍቲታት" ከምዝፈጥር እኳ እንተ ገለጸ ፡ ኣብ 2022 ግና ዓለም ነቲ ለበዳ ንድሕሪት እትገድፎ ዓመት ክትከውን ተስፋ ጌሩ። **ኣብ ስፖርት፡ ዝመጽእ ግጥማት ባይታ ተኒስ ኣውስትራልያ ኦፐን ን ሳማንታ ስቶሱር ናይ መወዳእታ ኣብ ንጽል ጸወታኣ ክኸውን እዩ ።
** ኣብ U-K ቅድሚ ሕጂ ዘይተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ኮቪድ ተራእዩ ** ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ብዛዕባ ዕሌት ኦመክሮንንን ደልታን ኮቪድ-19 ከም ዘሻቐሎ ፡ "ሱናሚ መልከፍቲታት" ከምዝፈጥር እኳ እንተ ገለጸ ፡ ኣብ 2022 ግና ዓለም ነቲ ለበዳ ንድሕሪት እትገድፎ ዓመት ክትከውን ተስፋ ጌሩ። **ኣብ ስፖርት፡ ዝመጽእ ግጥማት ባይታ ተኒስ ኣውስትራልያ ኦፐን ን ሳማንታ ስቶሱር ናይ መወዳእታ ኣብ ንጽል ጸወታኣ ክኸውን እዩ ።