Treasurer Josh Frydenberg and Prime Minister Scott Morrison. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING Source: AAPአርእስታት ዜና፡ ብግብረስጋዊ ዓመጽ ተፈሪዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ጆርጅ ፐል ዘቕረቦ ናይ ይግባይ ሕቶ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሕጋዊ ክትዕ ክገብረሉ ጀሚሩ። ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንምምካት ጥልያን ኣብ ርእሲ ወሲዳቶ ዘላ ምሉእ ብምሉእ ምውሻብ ህዝባ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወሰድ ተኣዚዙ። ኮሮናቫይረስ ኣብ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ጽልዋ ንኸይገብር ንምክልኽኣል ፈደራል መንግስቲ ናይ $17.6 ቢሊዮን ናይ ቁጠባ መተባብዒ ምወላ ኣተኣታትዩ። ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ሓንቲ ለይቲ ካብ 65 ናብ 77 ደይቡ። ኣመሪካዊ ኣክተር ቶም ሃንክን በዓልቲ ቤቱ ሪታ ዊልሰንን ኣብ ኣውስትራሊያ ብኮረና ቫይረስ ከምተለኽፉ ተፈሊጡ። ሱዕዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንሱዳን ክህባኣ ተመባጺዐናኦ ዝነበራ ሓገዝ ሰሪዘናኦ።
አርእስታት ዜና፡ ብግብረስጋዊ ዓመጽ ተፈሪዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ጆርጅ ፐል ዘቕረቦ ናይ ይግባይ ሕቶ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሕጋዊ ክትዕ ክገብረሉ ጀሚሩ። ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንምምካት ጥልያን ኣብ ርእሲ ወሲዳቶ ዘላ ምሉእ ብምሉእ ምውሻብ ህዝባ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወሰድ ተኣዚዙ። ኮሮናቫይረስ ኣብ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ጽልዋ ንኸይገብር ንምክልኽኣል ፈደራል መንግስቲ ናይ $17.6 ቢሊዮን ናይ ቁጠባ መተባብዒ ምወላ ኣተኣታትዩ። ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ሓንቲ ለይቲ ካብ 65 ናብ 77 ደይቡ። ኣመሪካዊ ኣክተር ቶም ሃንክን በዓልቲ ቤቱ ሪታ ዊልሰንን ኣብ ኣውስትራሊያ ብኮረና ቫይረስ ከምተለኽፉ ተፈሊጡ። ሱዕዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንሱዳን ክህባኣ ተመባጺዐናኦ ዝነበራ ሓገዝ ሰሪዘናኦ።