SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (07 መጋቢት 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ **ብምኽንያት ዝቐርብ ዘሎ ናይ ኲናት ገበን ዘቑጽር መርትዖታት ኣመሪካን እንግሊዝን ዝሓየለ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ወሲኸን። ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፈደራል ናይ ራሻ ዲፕሎማት ካብ ኣውስትራሊያ ክወጹ ጸዊዑ። ** ሽዱሽተ ናይ ኣመሪካ ዲፕሎማሰኛታት ነበር ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ኩናት ትግራይ ከብቅዕ ፡ ከምኡ 'ውን ወተሃደራት ኤርትራ ናብ ሃገሮም ክስሕቡ ጸዊዖም። **ኣብ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝገብሩ ዝነበሩ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ፖሊስ መንብዒ ጋዝ ተኩስሎም። ** ፕሬዝዳንት ቡርኪናፋሶ ዝነበረ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ኣብ ቅትለት ፕሬዝዳንት ቶማስ ሳንካራ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪድዎ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዉድድር Grand Prix ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ተመሊሱ...

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ **ብምኽንያት ዝቐርብ ዘሎ ናይ ኲናት ገበን ዘቑጽር መርትዖታት ኣመሪካን እንግሊዝን ዝሓየለ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ወሲኸን። ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፈደራል ናይ ራሻ ዲፕሎማት ካብ ኣውስትራሊያ ክወጹ ጸዊዑ። ** ሽዱሽተ ናይ ኣመሪካ ዲፕሎማሰኛታት ነበር ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ኩናት ትግራይ ከብቅዕ ፡ ከምኡ 'ውን ወተሃደራት ኤርትራ ናብ ሃገሮም ክስሕቡ ጸዊዖም። **ኣብ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝገብሩ ዝነበሩ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ፖሊስ መንብዒ ጋዝ ተኩስሎም። ** ፕሬዝዳንት ቡርኪናፋሶ ዝነበረ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ኣብ ቅትለት ፕሬዝዳንት ቶማስ ሳንካራ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪድዎ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዉድድር Grand Prix ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ተመሊሱ...

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now